መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ግልጋሎት ሓለዋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 10:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:10000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 11:00 Afternoon
  • Security Services/
  • Print
  • Pdf

1 ብግልጋሎት ሓለዋ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ዘሐደሱ፤

4 ንዝተዳለወ ሰነድ 100.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝክእል፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ ውሕስና 10000 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 15/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 10:00 ብምውሳድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኦርጂናልን ኮፒን ብፖስታ ዓሺጎም ከእትው ይግባእ፤

7 እዚ ጨረታ 26/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 10:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 11:00 ይክፈት፤

8 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415316 ምድዋል ይከኣል፤

Backs
Tender Category