ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ኣቅሑት ክንዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳሩ ንዕድም
  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 29, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 29, 2012 09:00 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ዘቅርብ

5ናይ ጨረታ መከበሪ 3000 ቅርሺ ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋል ካብ ማልት ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ 430 ክወስዱ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል ዶክመንትን ማሕተምን ገይሮም ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 12/03/2012 ክሳብ 29/03/ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 29/03/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

Backs
Tender Category