ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ዘይትን ቕብኣትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 04:02 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 13/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪን

4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

Backs
Tender Category