ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 05:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 05:01 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ክሳብ 13/3/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ቀ ከተቕርቡ ትክእሉ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬት ቲን ናይ መቕረባይን ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ

Backs
Tender Category