ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሪካል ጀነሬተር ዲዝል ጀነሬተር ሚክሰር ዋተር ፕምፕን ሳላር ፓነልን ( Electrical Genretror , Disel Generator,Mixer Water Pump & solar Panal ) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 05:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:200.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 09:00 Afternoon
  • Electro-Mechanical Products and Services/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 (200.00) ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይኽእሉ፤

2 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገበሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬትን ፣ ቲን ቁፅሪ ፣ ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡ ይግባእ።

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% (ክልተ ካብ ሚኢቲ) ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ ሕጋውነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ኣለኩም።

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተኣሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ 05/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 17/03/2012 ዓ/ም እዩ። ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ 5:00 ይከዉን ሰለዚ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረትኦም ከቅርቡ ይኽእሉ።

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 17/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ቀትሪ ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት። ከምኡውን ዶክመንት እንድሕር ተማሊኡ ንክፈት ምዃና ንሕብር።

6 እቲ ዝተውሃበ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ ኣይፍቀድን። እቲ ዝመላእኩዎም ጨረታ ሰነድ ቁቡል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ።

7 ሕድሕድ ገፅ ማሕተም ዕለትን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ። ከምኡ ድማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን።

8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል (Specification) እቲ መአዘዚ ሰነድ ድማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

9 እቲ ድርጅት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

Backs
Tender Category