1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ
4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩኩም
5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
6 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሬት 3000.00 ብር ንመሳርሒ ፅሕፈት5000.00 ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ሳንዱቅ ጨረታ 17/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 44 45 32 28
Backs