ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዩኒፎርማ ንደቂ ኣንስትዮ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስፊ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 08:20 Afternoon
  • Textiles and Wearing/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት

4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይካኣል

6 መከበሪ ጨረታ ብር 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ብሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዝተሰርሐ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቕረብ

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 2/03/2012ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 8፡00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/03/2012ንጉሆ ሰዓት8፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8፡20 ይክፈት

9 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻና ፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 38

Backs
Tender Category