ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መቀያየሪ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 03:30 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ

4 ፕሮፎርማ 02/03/2012ዓ/ም ክሳብ 04/03/2012ዓ/ም ሰዓት11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 05/03/2012 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

Backs
Tender Category