ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:4000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:20.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 04:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ተጫረቲ ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘሐደሱ ቲን ናምበርን ከቀርቡ ዝኽእሉ

2 ተጫረቲ ናይመኸበሪ ጨረታ ብር 4000.00

3 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/03/2012 ዓ/ም ሰዓት  ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30

6 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/03/2012 ዓም ሰዓት 4:00

7 ጨረታ ዘሸነፉ መቅረብቲ ንዝስዓረዎ ኣቅሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን መገጣጠምን ሸፊኖም ይወስዱ

8 በቲ ጨረታ ዝተሰዓሩ መቅረብቲ ወይ ግልጋሎት ወሃብቲ ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአን ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ምስአሰረ ዘተሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ይምለሰሎም

9 ጨረታ ሰዓራይ ንኩሉ ዓይነት ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብዘሸነፎ ዋጋ መሰረት ጠቕሊሉ አታዊ ምስ ገበረ ኣብ 10 መዓልቲ ከልዕሊ ኣለዎም ኣብዚ ዝተጠቀሰ ዕለት እንተዘይ ተላዒሉ ንብረት ናብ መንግስቲ ይዉረስ

10 ተጫራቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ዓይነት ኣቅሓ መሰረት ምኻኖም አረጋጊፁ ከመለእ ይግባእ

11 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 10 መዓልቲ ይከዉን

13 ተጫረቲ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ዋናን ቅድሕን ዝብል በበይኑ ብምግባር ከቅርቡ አለዎም

14 ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ምዛብዕ ምሙካር ብሕጊ ዘሕትትን አብ ዝኮነ ጨረታ ክሳብ ምእጋድ ስጎምቲ ዘስዕብ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

15 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 ምድዋል ይከአል እዩ

Backs
Tender Category