1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::
4 ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዙ ዝኽእል::
5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 30 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 14 /3/ 2008 - 29/3/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
Backs