ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢል ቦርድ ዝልጠፍ ባነራት ከስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 10:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 10:32 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 25/02/2012 ዓም ጀሚሩ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/02/2012 ዓም ሰዓት 10:30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177

Backs
Tender Category