1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት /TIN/ ክተቕርቡ ትኽእሉ፣
3 ተወሳኺ እሴት ታክስ (ቫት) ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም 2012 ዓ/ም ዲክላሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉን፤
4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት /ሰርቲፊኬት ዘለኩምን
5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትኸፍሉ ትኽእሉ፤
6 ነዚ ግልፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 (ሰላሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ( ቀፅሪ መሰረተ) ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ካብ 25/02/2012 ዓ/ም ጀሚሩ - ዕለት 15/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ንምውሳድ ኣብ መወዳደሪ ደኩሜንትኹም ኦርጂናልን ኮፒን ብምባል ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምአታው ትኽእሉ፣
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ብር ሎት 2 መሳርሒ ህንፃ 15000.00 ብር ሎት3 ኤሌክትሪክ 5000.00 ሎት4 ኤሌክትሮኒክስ2000.00 ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና 5000.00 ሎት 6 መሳርሒ ፅሬት2000.00 ሎት 7 ኣጭርቅቲ ሎት2000.00 8 ቀዋሚ ንብረት 5000.00 ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከተሓሕዙ እትኽእሉ። ዝርዝር ንብረት ካብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይከኣል።
8 ዘቅርብዎም ዝርዝር ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ከኸውን ኣለዎ።ስርዝ ደልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት የብሉን።
8 ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 16/03/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ቀፅሪ መሰረተ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። ተወደደርቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምኽፋት ኣይተኣጓገልን።
9 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
10 እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ ኮሌጅና ናይቲ ዝግባእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቅንስ ወይ ክውስኽ ይኽእል እዩ።
11 ተወዳደርቲ እተቕርበዎ ንብረት ብቴክኒክ /ፅሬት ኮሚቴ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይኸውን።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።
Backs