ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ሓዉዜን
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 08:30 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012 ዝተሓደሰ ግብሪ 2011ዓ/ም ዝኸፈልኩም

2 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክለራስዮን ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

6 ጨረታ መኸበሪ 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽአል

7 ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ቀፅሪ 01 ምዉሳድ ይከኣል

8 ካብ ዕለት 21/02/2012 ጀመሩ ዝርዝር ዘርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምምላእ ቢሮ ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ

9 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብ ናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ብምሽፋን ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

Backs
Tender Category