ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ጎማታትን ካላማደርያታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 14, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 21, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 21, 2008 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/ Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2006/2007 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና 10% ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ዝተወሃበ ቼክ ከቅርቡ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ዶክመንት ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 30.00 (ሰላሳ ብር) ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ ክፍሊ 308 ክትወስዱ እትክእሉ

4 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብዝተዓሸገ ፖስታ አብ ቁፅሪ ክፍሊ 409 ክተቅርቡ አለዎ

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን 7  ናይ ስራሕ መዓልታት ብምፅናሕ ዕለት 21 ሕዳር 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4ይ ፎቅ ኣብ ዝርከብ አዳራሽ ይክፈት

6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ አብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረከብ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ዝዕደጋ ዝተፈላለየ ዓይነት ጎማታት በዝሒ 66 ከምኡዉን ዝተፈላለየ ዓይነት ካላማደርያታት በዝሒ 54 እዩም

Backs
Tender Category