ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ተቆፃፃሪ መሃንዲስ ኣማካሪ ባዓል መያ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 02:30 Morning
  • Engineering Related Consultancy/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/02/2012 ዓም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/02/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 20/02/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420

Backs
Tender Category