ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል

2 መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይ ግብሪ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል

3 ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

4 ሰዓራይ ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ውዕሊ መከበሪ ብምሓዝ ኣብ ውሽጪ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምምሕዳር ንብረትን ብኣካል ቀሪቡ ውዕሊ ክኣሰር ኣለዎ

5 ሰዓራይ ተጫራታይ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሮ ንብረት መሊኡ ኣብ ውሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ናብ ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ከቅርብ ኣለዎ

6 ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተቀመጠሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይከውን

7 ተጫረቲ እትመልእዎ መጫረቲ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኮን ይግባእ ተዘይፂሕፍምሉ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሓወሰ ተገይሩ ይቁፀር

8 ዝርዝር ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽም ኣድራሻ ናይቲ ትካል ማህተምን ፈርማን ክህልዎ ይግባእ

9 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ንብረትን ካብ 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 27/02/2012ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሰዓት 2:30 ንግሆ ጀሚርኩም ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል::

10 ጨረታ 28/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንግሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት:: እቲ ጨረታ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘይምህላዎም ዘይተከፈተ ዝተርፍ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን::

11 መክበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ነንሕድሕዶም 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ቤ ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ከትሕዝ ዝክእል፤

12 ጨረታ ከዛብዕ ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ተኣልዩ ዘትሓዞ ገንዘብ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ብምግባር ዳሕራይ ንከይጫረት ይግበር::

13 ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ካብ ዝሰዓርዎ ሕድሕድ ንብረት 20ሚኢታዊ ክውስክን ክንክን ዝክእል ምካኑ ክፈልጥ ኣለዎ፤

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347-760279/0914-776400 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s