ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብ ጨረታ ንክተወዳደሩ ሕጋዉያን ነጋዶ ይዕድም
  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 20, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 20, 2008 06:00 Afternoon
  • Pharmaceutical Products/Medicines/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበን ምካኑ ብቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  2. ተጫረቲ ሆስፒታል ብዘቀመጦ መቅለፂ መሰረት ከቅርብ ዝክእል 30 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ
  3. ተጫረቲ መግለፂ ዋግኦምን ሰነድ ጨረትኦምን ዋናን ቅዳሕን ብምባል ንንበይኖም ብክልተ ፖስታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ተዓሺጎም ኣብ ሆስፒታል መቀለ  ደ/ ከ/ ስ/ ዕ /ፋ/ ምም ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 62 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ
  4. እዚ ዘየማልእ ተጫራታይ ግን ዉድቂ ይከዉን
  5. እቲ ጨረታ 20 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 5 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ  ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ድሕሪ ቀትሪ  ኣብ ሆስፒታል መቀለ ደ/ ከ/ ስ/ ዕ /ፋ/ ምም ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ5 ይክፈት
  6. ተጫረተቲ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ይገብሩ
  7. ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ መድሓኒት ሆስፒታልና ኣብ ዝደልዮ ግዘ ብእዋኑ እንተዘይኣቅሪቦም  ኣብ ስራሕቲ ሆስፒታልና ንዝፍጠር ምትእጉጋል ብመምርሒ ዕዳጋ ተሓተቲ ይኮኑ
  8. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድ ን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፊርማን ክዓርፎ ኣለዎ
  9. ቢሮና ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344400246 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category