ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 03:32 Morning
  • Electro-Mechanical Products and Services/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወደደሩ የዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 12/02/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2012 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት ዕለት 15/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category