ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርካ ክንገዝእ ንደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 03:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011/12 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘቕርብ

4 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዝተዓሸገ ኢንፖሎብ ፓስታ ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምህዳርን ቢሮ ቁፅሪ 333 ካብ ዕለት 10/02/2012 ክሳብ ዕለት 12/02/2012 ሰዓት 11፡30 ወሲድኩም ዋጋ ኣሽጉኩም ከተቅርቡ እትክእሉ ምካንኩም

8 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ይክፈት፡፡

9 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-403447 ምድዋል ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category