ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝርከባ መካይን ግልጋሎት ዝከዉን ኣሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ስተሰማረኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 03:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/02/2012ዓ/ም ክሳብ 11/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ስፔር ዘርፊ ዝተሰማረኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል

Backs
Tender Category