ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 03:00 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/02/2012ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/02/2012 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

4. ኣድራሻና  

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342418137 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category