ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት፡ ጎማ ምስ ካላማደርያ ፡ባትሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 10, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 24, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 24, 2008 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf
  1.  ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
  2.  ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN  ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
  3.  ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::
  4.  ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዙ ዝኽእል::
  5.  ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
  6.  ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10 /3/ 2008   -   24/3/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
  7.   ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::

 ንተወሳኺ   ሓበሬታ  ብስቑ 0344418556  ወይም  0914786075 ምርካብ  ይካአል  እዩ::

 

Backs
Tender Category