ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ/መ/ዕደጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HJZ78Lናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ
  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 09:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም

3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክኸፍሉ ዘክእሉ

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሺጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 29/1/2012ዓ/ም ክሳብ 03/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቅርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/02/2012ሰዓት 9፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ

Backs
Tender Category