ክተወዳደሩ እትደሊዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ነጥብታት
1 በዚይ መሰረት ሕድሕድ ዝተጠቀሱ ዓይነት ዘርፍታት ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ: ቫት ተመዝገብ : ቲን (Tin No) ዝኮንኩምን በቲ ሐድሽ መቅረባይነት ዘለኩም ጨረታ ንክትወዳደሩ ፃዉዒት ይገብር::
2 ክትወዳደሩ እትደሊዩ ነጋዶ ህጋዊ ዝኾነ ናይ ንግዲ ፈቓድ ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ይግባእ::
3 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነዱን መምርሒ ጨረታን ዝሓዘ ዝርዝር ብአካል ናብ ኤጀንሲና ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ቅርሺ ብምኽፋል ጨረታ ብድምፂ ወያነ ትግራይ መቐለ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ካብ 06/ 3 / 2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20 /3 / 2008 ዓ/ም ሰዓት 10:30 ድ/ቀትሪ ምዉሳድ ትኽእሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ሳፅን ጨረታ ዝአትዩሉ ዕለት ክሳብ 20 /3/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 11:20 ድ/ቀትሪ ይኾዉን ::
4 ተጫረቲ 3,000.00 /ሰለስተ ሽሕ ቕርሺ / መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ /ሲፒኦ / ወይም ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ
5 እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/3/2008 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/ 3 /2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ጨረታ ኮሚቴ ተጫረቲ ወይ ህጋዊ ወከልቶም ካልኦት ተአዘብቲ ጨረታ ኣብ ዘለዉሉ ዝኽፈት ይኸዉን::
6 ኤጀንሲና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 በቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮኑ መቕረብቲ ወይ ድማ ተጫረቲ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዋጋ ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአን ሰዓራይ ዉዕሊ ምስአሰረን ይምለሶሎም::
8 እቲ ክዕደግ ዝተደለየ ንብረት ሰዓራይ ጨረታ ዝኾነ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ10/ ዓሰርተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝወፀ ስፕስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አብ ናይ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 20 መፂኡ ከርክብ ዝኽእል
9 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ዘትሐዝዎ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከይተሐደሰ አብኡ ከሎ ንዉዕሊ መትሐዚ ክከዉን አይከአልን
10 እቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ጨረታ ሳፁን ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
ኣድራሻ
ትግራይ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዳአት ኩናት ትግራይ 5 ደብሪ ይከዉን
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 0344 -404161 0932278704 /0914729563 ተጠቀሙ
Backs