ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ክልል ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ 52 ከተማታትን ወረዳታትን ስራሕ ንዘይብሎም ወገናት ስራሕ ዕድል ክፈጥሩ ዝክእሉ ሃፍተ ገነት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ፅንዓት ከካይድ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 6, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 06:00 Afternoon
  • Organizational Consultancy/
  • Print
  • Pdf

ስለዝኮነ ድሌት ዘለኩም ኣማከርቲ መግለፂ ድሌት ትካል ሒዝኩም  ብምቅራብ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. እቲ ኤጀንሲ ብቅዓት ኣማከርቲ ንምምራፅ ዝጥቀመሎም ቅድመ መማረፂ ረቀሕታት
  2. እቲ ትካል በቲ ዓይነት ስራሕ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮየኑ እንተወሓደ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
  3. ብመቅረባይነት ዝተመዝገበን ናይቲ ዘበን ዘሐደሰን
  4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን
  5. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎ
  6. ናይ መወዳእታ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ
  7. ንቲ ስራሕ ንምስራሕ ዘድሊ ብቅዓት ኣግባብ ስራሕ ልምድን ዘለዎ ምካኑ ሙሉእ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  8. ምስዚ ስራሕ መፅናዕቲ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሑ
  9. ናይቲ ትካል ኣጠቃቀማ ፕሮፋይል ፋይናንሻል ሓይሊ ሰብ ናዉቲ ዝገልፅ መረዳእታ ንሕተመት ዝበቀዐ መፅናዕቲ ዘካይደ እንተኮይኑ መረዳእታ ዘቅርብ
  10. ድሌት ዘለኩም ኣማከርቲ መግለፂ ድሌትሒዝኩም ካብ 4 ሕዳር 2008  ክሳብ 13 ሕዳር 2008 ዓ ም ሰዓት 8፡ 30 ድሕሪ ቀትሪ  ናብ ኤጀንስ ልምዓት ደኣንት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 1 ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከቅርቡ ኣለዎም
  11. ደሌት መግለፂ መቅረቢ ዝዕፀወሉ ዕለት 13 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ቅድመ ምፅራይ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 13 ሕዳር 2008  ዓም ሰዓት 9፡ 00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ  ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት
  12. ቅድመ መፃረዩ ረቀሕታት ዘማላእኩም ብቁዓት ኣማከርቲ ትካላት ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ቴክኒካል ፋይናንሻል ንምቅራብ ብመፀዋዕታ ዝግለፅ ይከዉን
  13. እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0342400009 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category