ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያት ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ጎማን ካላማደርያን ባትሪን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ላዕላይ ማይጨዉ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 04:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊን ግዲፍቃድ ዘለዎዓመታዊ ግብሪዝከፈለን 2011/2012 በጀት ዓመት ንግዲፍቃድ 2011/2012ዘሐደሰ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ዘለኩም

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ

4 ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

6 ቅድም ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ መረዳእታዋናን ሐደ ገፅ ቅዳሕን ከቅር ዝክእል

7 ንመከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታሰዓራይምካኑምስተገለፀሉኣብዉሽጢ 5 መዓልቲቀሪቡዉዕሊክኣስርዝክእል

9 ሰዓራይ ጨረታ ብዝተወዳደረሉ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ናብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

10ሰነድጨረታዝርከበሉኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳላዕላይማይጨዉከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንብረትምምሕዳርንንብረትንቢሮቁ50.00 ቅርሺብምክፋልምዉሳድትክእል

11 ተጫረቲ ንሐደ ዋጋ እተቅርቡልና ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 20/1/2012 ዓ/ም ክሳብ 11/2/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ምእታዉ ትክእሉ።

12 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 11/2/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/2/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት

13 ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብተወሳኪካብ ጠቅላላ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይን ምዉሳክ ከም ዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342 75 14 84 ብምድዋል ምሕታት ይካአል

Backs
Tender Category