ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 12 09 ወይ ናብ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ቢሮ ቑፅሪ 115 ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅ ይካኣል

Backs
Tender Category