1 ናይ 2006/2007 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኮኑን
2 ናይ ጨረታ ዉሕስና 10% ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ዝተወሃበ ቼክ ከቅርቡ ዝክእል
3 ናይ ጨረታ ዶክመንት ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 30.00 (ሰላሳ ብር) ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ ክፍሊ 308 ክትወስዱ እትክእሉ
4 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብዝተዓሸገ ፖስታ አብ ቁፅሪ ክፍሊ 409 ክተቅርቡ አለዎ
5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን 7 ናይ ስራሕ መዓልታት ብምፅናሕ ዕለት 11 ሕዳር 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4ይ ፎቅ ኣብ ዝርከብ አዳራሽ ይክፈት
6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ አብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረከብ
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ዝዕደጋ ዝተፈላለየ ዓይነት ጎማታት በዝሒ 66 ከምኡዉን ዝተፈላለየ ዓይነት ካላማደርያታት በዝሒ 54 እዩም
Backs