ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ዘይምለስ 50 ብር ብምኸክፋል ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 09:00 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ ዝቐርብ ዋ ቫት ዝሓወሰ ክከዉን ኣለዎ ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

4  ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16/1/2012-30/1/2012 ዓ/ም ኮይኑ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ይክፈትይከዉን

6 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ

Backs
Tender Category