ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ ፅሕፈት መሳርሕን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 04:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/ Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ TIN No ዘለዎ

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ኣታሒዙ ዘቅርብ

4 መኸበሪ ጨረታ ን ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ን መኪና ኣቅሑ መለዋወጢ 6000 ብ ሽም ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ከትሕዝ ኣለዎ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 26 ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ካብ ዕለት 12/01/2012 ክሳብ ዕለት 04/02/2012 ካብ ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ጨረታ ዕለት 04/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዉሉ 4፡00 ሰዓት ይክፈት

7 ናይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ናይ ቀረባግዜ ዲክለር ዝረበርሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

8 ቤት ፅ/ትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ኣድራሻ 03 44 40 10 99 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category