ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ሮቋሕታት
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ/ : ዝተሐደሰ መቅረባይ ሰርትፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክሌሬሽን ዘቕርብ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ነኡ/ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 034 ካብ 29/02/2007 ዓ/ም ጀሚሩ 50.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::
3 ጨረታ መኸበሪ ምሩፅ ሐመድ ተምርት (ዶዘር ክራይ) 15000.00 ብር ብመልክዕ ጥረ ገንዘብ : ብባንኪ ዝተረጋገፀ መእዘዚ ክፈሊት ቼክ : አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለሌተርኦፍ ክሬዲት ከትሕዝ ዝኽእል/ትኽእል::
4 ጨረታ ዕለት 20/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 20/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ::
8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348990089/0344406839/408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::
Backs