ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 05:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 05:30 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊን ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምስክር ወረቀትን : ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ ፣ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ናይ 2011ዓ/ም አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

2 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 እናከፈልኩም ካብ 12/01/2012 ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/01/2012 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል ፤

5 መክበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እቲ ጨረታ 27/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ።

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / 0344-470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

Backs
Tender Category