ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 09:00 Afternoon
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና  ከትሕዝ ዝክእል

2ተጫረቲ እዚይ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 30 እናከፈልኩም ካብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ኣማ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ኣብ መሬት ኮይኑ ንምዕራብ ገፅ ዝርከብ ካዛ ክፈሊ ዕደጋ ፋይናስን ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ስራሕ ሰዓት ቀደማ ድማ ክሳብ ሰዓት 6:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ ዕለት መስከረም 22/2012 ዓም ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ስራሕቲ ንግዲ ኣማ ክፍሊ ፋይናንስ ብግለፂ ይክፈት

4 ትካልና ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ09 14 15 22 69 /03 42 40 02 51

Backs
Tender Category