1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝክእል::
2 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ::
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ
4 መክበሪ ጨረታ ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
5 ሰነድ ጨረታ ብኽልተ ኢንቨሎፕ ሐደ ዓይነት ዝኾኑ ወናን ቅዳሕን ተባሂሉ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ከቅርብ አለዎ
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 26/02/2008 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምምር ቤት ፅሕፈት /ማይ ጨዉ/ ቢሮ ቑፅሪ 80 ምዉሳድ ይከኣል::
7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 13/03/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ አበ ዞባ ትግራይ ምም/ር ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ ቢሮ ቑፅሪ 74 ይኽፈት::
7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቐሰ ዕለትን ሰዓትን ይኽፈት
9 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
10 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐወ እዩ::
11 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 መዓልቲ ይኸዉን::
12 ዝሰዓረ ተጫራታይ ናብ ዞባ ደቡብ ቤት ፅሕፈት ምም/ር /ማይጨዉ/ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ይገብር::
13 ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 5 መዓልቲ ዉሽጢ ሰዓራይ ዉዕሊ ክአስር ዝኽእል::
14 ናይ ዉዕሊ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርዎ መጠን 10% ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅምጡ ዝኽእሉ::
15 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347771009 /0347770868 ብስራሕ ሰዓት ምሕታት ይከኣል::
Backs