ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና እሰፔር ፓርት ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ መስከረም 12, 2012 02:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘቕርቡ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 07/1/2012ዓ/ም

8 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/1/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 ይከዉን

9 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/1/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡30

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ

Backs
Tender Category