ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን መቐለ ንመኪና ቲዮታ 166 ሞዴል በዝሒ 01 ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 04:00 Morning
  • Motorcycle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

1  በዚይ ዘርፊ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ዝተሓደሰ ናይ 2011 መቅረባይነት

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ06/ 1/2012 ዓም ክሳብ 09/ 1/2012 ዓ/ም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት09/ 1/2012 ዓ/ም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/ 1/2012 ዓ/ም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498

Backs
Tender Category