ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ ምጥራዝ ተዛመድቲ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ን 2012 በጀት ዓመትዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 08:31 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/ Graphic Designs/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቕርብ ዝክእል

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘቕርቡ

4 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 05/01/2012 ዓ.ም ክሳብ 07/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናየ ዘበን ህንፃ 2ይ ደብሪ ከተቕርቡ ትኽእሉ

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 00 09 ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category