ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፎቶ ኮፒ ምግባር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ
  • Posted Date: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 09:00 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/ Graphic Designs/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ ፡ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

4 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተመን፣ ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ካበ ዕለት 01/13/2011 ክሳብ 05/13/2011 ሰዓት 8፡30 ክትቀርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/13/2011 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይክፈት

6 ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከም ዝኮነ ንሕብር

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 65 70 ሓድሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ትግራይ

Backs
Tender Category