ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆሰፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ፅሬት፡ ኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ኣቁሑት ህንፃ መሳርሒ ፡ኣቁሑት ቢሮ ፡ዉፅኢታት ጨርቃመርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረቡ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  1. ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን ክኮኑ ኣለዎም
  2. ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉን ከመኡዉን ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎምን ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ክኮኑ ኣለዎም
  3. እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለተ ክሳብ 4 ሕዳር 2008 ዓም ካብ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳርን ዓዲ ግራት ጀነራል ሆሰፒታል ብግንባር  ብምቅራብ ናይቶም ንዉድድር ዝቀረቡ ንብረት ረቀሒ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናብ ዝተዳለወ ናይ መወዳደሪ ሳንዱቅ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ፖስታ ምእታዉ ይከኣል
  4. ተጫረቲ  ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ንነፍስወከፍ ዓይነት ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእልን
  5. ጨረታ መሸነፊ ዉዕል ክኣስሩ ኣብ ዝተዉሃቦም ናይ 5 መዓልቲ ግዘን ገደብ ዉሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መክበሪ ትሕጃ ብምትሓዝ ምስከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ዕቀባን ምምሕዳርን ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ናይ ሓባር ዉዕሊ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም
  6. እቲ ጨረታ 4 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 9 ፡00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 4 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት  9 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም  ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል  ኣብ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ዕቀባ ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ዓዲግራት ይካየድ
  7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344452201 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s