ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንሰራሕተኛታት መማላላሲ ናይ ሰርቪስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፣ ሊቪረ፣ ቲን ዘዉፀእኩም መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቕቡ ትኽእሉ ናይቲ ትካል ወይ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድ ዘሎ ሽምን ማሕተምን ናይ ዋጋ መቕረቢ ፕሮፎርማን ኣብ ከፋ ግበሪ ዘሎ ሽምን ሓደ ዓይነት ተዘይኮይኑ ተቐባልነት የብሉን
  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 09:00 Afternoon
  • Vehicle Rent/ Heavy Machinery Purchase/
  • Print
  • Pdf

1 እቲ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም እስካብ 27/12/2011ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 27/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

2 ነዳድን ቅብኣትን ከምኡዉን ናይ መኪና ፅገና ካብ ሰብ ዋና ተጨረቲ ምኻኑ ክንሕብር ንፎቱ

3 ንመኪና ሰብ ዋና ድሕሪ ጨረታ ፍቃድ ካብ ትራንስፖርት ክፍሊ ንሓትት ምካና ነፍለጥ

4 እንደልዪ ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ንጉሆ 2፡00 ሰዓት ምሳሕ ሰዓት 6፡00 ና 7፡00 ምሸት 11፡00 ሰዓት ካብዚ ወፃኢ ሰዓት ንባዕልኩም ክትጥቅሙለን እትክእሉ

5 ኣድራሻና ኣሪድ ፋብሪካ ለስላሳ ሞሓ ጎኒ ቢሮ ቑፅሪ 4

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 48 99 03 10 ምሕታት ይክኣል  

Backs
Tender Category