ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ብዕለት ዝተሓተተ ንማእከል መሰልጠኒኣትሌትክስ ማይ ጨዉ ናይ ፅሬት መሳርሒ ዝኮዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንግዲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 09:02 Afternoon
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዶክሜንት ብፖስታ ብምእሻግ ካብ 20/12/2011 ክሳብ 22/12/2011 ከቅርብ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ተወዳዳራይ ነፀላ ዋጋ ብምምላእ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ናይ ቲን ናምበር መለለይ ካርድ መረዳእታ ፎቶ ከፒ

3 ግዚኢት ካብ 10000.00 2 ሚኢታዊ ካባኩም ተቀንሱ ኣብ ቢሮ ተቆርፁ ደረሰኝ ንከፈላይ ዝወሃብ ምካኑ

ዝበለፀ ሓበሬታ 09 01 97 47 14 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category