ሎት 1 ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረብ ነዳዲ
ሎት 2 ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ዘጋዓዕዝ ክራይ መኪና
ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት
ሎት 4 ኣቁሑተ ፅሬትን ፃባን
ሎት 5 ናይ ሰራሕተኛ ጥቅማጥቅሚ
ሎት 6 ናይ ፕሪንተር ቀለም
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
- ካብ ሎት 1 ክሳብ ሎት 6 ናይዚ ዓመት እዚ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም
- ንሎት 1, 2 ,3 ,4 ,5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ጥራሕ ክትጫረቱ ትክእሉ
- ንሎት 6 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይኮንኩምን ክትጫረቱ ትክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከተማ መቀለ ኣብ ጥቃ ኣጅፕ ዝርከብ ቤት ዕዮና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ትክእሉ
- ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንቀረብ ነዳዲ 100,000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒሶ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዙ ኣለዎም
- ንመጋዓዕዝያ ሲሚንቶ 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
- ንመሳርሒ ፅሕፈት 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
- ንአቁሐት ፅሬትን ፀባን 20,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
- ንሰራሕተኛ ጥቅማጥቅሚ 20,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
- ንፕሪንተር ቀለም 2,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ኣለዎ
- ተጫረቲ እትመልእዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ዝመላእኩምዎ ዓይነት ኣቅሓ ክተቅምጡ ትክእሉ
- ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝና ኣታዊ ይገብር
- ሳንዱቅ ጨረታ 6 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 30ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344416548 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs