በሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 09:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግህዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 15/12/2011 ክሳብ 17/12/2011 ክዉሰድ ይክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011 ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ቢሮ ነቲ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እቲ ፕሮፎረማ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቅንስ ወይ ክዉስክ ይክእለ እዩ

7 ሰዓራይ እቲ ዝቀርብ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛ ምካኑ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714

Backs
Tender Category