ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሳብመርሲብል ፓምፕ ሞተር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

በዚ መሰረት ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም በዚ መሰረት ከማልእዎም ዝግቦኦም ረቋሕታት  ብዘፈር ንግዱ ዝምልከቶ ኮይኑ

  1. ናይ 2007 ዓ ምን 2008 ዓ ም ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን ግብሪ ዝከፈለን ክከዉን ኣለዎ
  2. ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2007 ን 2008 ን ዓ ም ናይ ወርሒ ነሓሰ ወርሓዊ ዲክላራሽን ከቅርብ ዝክእል
  3. ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፍኬት ወይንዉን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል ናይ 2007 ን 2008ን ዝሓደሰን ክከዉን ኣለዎ መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
  4. ተጫረቲ ናይ ሳብመርሲብል ፓምፕ ሞተር ዕድጊት ንብረት ዘይምልስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይከኣል
  5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ  ናይ ሳብመርሲብል ፓምፕ ሞተር ዕድጊት 4000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
  6. ጨረታ  ምልክታ ካብ ዝወፀሉ16 ጥቅንቲ 2008 ዓ ም  ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ወይዉን ዋና ኣብሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ሓደ ፖስታ ነንበይኖም ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ
  8. ናይቲ ጨረታ ሙሉእ ኣድራሻ ማሕተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎም
  9. ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 ናይ ምዉሳክን ናይ ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ
  11. ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420268 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s