ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ካፍተርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ ትደለዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1  ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም  

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣

3 ኣብ መንግስታዊ ይኹን ዘይመንግስታዊ ትካላት ክልተ /2/ ዓመትን ልዕሊኡን ናይ ካፍተርያ ስራሕ ልምዲ /ሰርተፊኬት/ ከቅርብ ዝኽእል ብዉልቀ ንዝሰርሑ ድማ ናይ ዓመታዊ ግብሪ ስራሕ ናይ 2 ዓመት ልዕሊኡን ናይ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝከአል

4 ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ኩከር ሰርትፊኬት ከቅርብ ዝክእል  

5  ናይ ሰራሕተኛታቱ ናይ ጥዕና ምርመራ ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝኽእል

6 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መግለፂ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ዋጋ መሊኦም ከቕርቡ ኣለዎም

7  መቕረብቲ ካብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 21/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30  ብር 50.00 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይኽእሉ

8 ተወዳደርቲ መኸበሪ ጨረታ ብር 4000.00 ብሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸኽ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

9 ተወዳደርቲ ናይ ባዐሎም መሰርሒ ኣቁሑት ከም ፍርጅ፣ ቡሽ፣ በራድ፣ ፔርሙዝ፣ ናይ ሻሂ ማሽንካልኦት ከማለኡ ዘለዎም ከቅርቡ ይግባእ

10 ብቢሮና ዝፍቀድ ኣቅርቦት ገዛ ክራይ ወንበር ፣ ጠረዼዛ ፣ ቴሌቪዥን ፣ ማይ፣ መብራህቲ እዩ ካብዚ ወፃኢ ቢሮ ከቀርብ ኣይግደድን

11 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ፣ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

12 ሰዓራይ ትካል ኩሉ ግዜ ካብ ሰኑይ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ክሳብ ሰንበት ምሸት ሰዓት 2፡30ን ዓመት ሙሉእ ግልጋሎት ክህብ ዝከአል

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ  

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80  ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s