ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትረኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
  • ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ /ኮምፒተራት/

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ዘለኩም : ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰኩምን : ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን

2 አብቲ ጨረታ ምስታፍ ንኹሉ በቲ መስመር ዝወፀ ሕጋዊ ንግዲ ክፋት ኮይኑ አብቲ ጨረታ ብግልፂ ፅሑፍ ክረዳድእ/ዝኽእል እትክእሉ
2 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ሕጋዊ ዝኾነን ባንኪ ዝፈልጦን ብ CPO መልክዕ ዝኽእል /ትኽእል

4 ሰንድ ጨረታ አዙ ምልክታ ካብ ዕለት 17/02/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 03 /01 /2008 ዓ/ምንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 30.00/ ሰላሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤ/ፅ/ተ/ፋናንስን ወ/ደ/ተምቤን ክትወስዱ ትክእሉ

5 ናይ ሕድሕድ ደኩመንት ኦርጅናልን ኮፒን ብ2 ፖስታ ብሸምዒ ዓሺጉ ከቅርብ ዝኽእል/ እትኽእልን ን ፐርፎርማንስ ቦንድ መክብሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ 10% ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዝ ዝኽእሉ

6 ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስ ተገለፀሎም ሸዑ ንሽዑ ዉዕል ዝኣሰሩን ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ እቲ ንብረት ብዝቀረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕሎም ኣጓዓዒዞም ናብ መኽዝና ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ወይ ድማ ዉዕል ኣሲሮም ግልጋሎት ምሃብ ዝጀምሩ

7 ቫት ተመዝገብቲ ዝምልኢዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን አለዎ

8 እቲ ጨረታ ኤለትሮኒክስ ዕለት 02 /03 /2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ አብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊን ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ሃገረ ሰላም ይኽፈት ኣብቲ ጨረታ ዝኾነ ዜጋ መፂኡ ክዕዘብ ይኽእል እዩ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0343390402 ወይ ብአካል ምሕታት ይከአል እዩ

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s