1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከፋልነት መረዳእታ ዘቕርብ
4 ሕጋዊ ሞያ ጥገና መረዳእታ ዘቕርብ
5 እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ቅድሚ ምእሳሩ መኸበሪ ዉዕሊ ካብቲ ዘቕርቦ ጠቅላላ ዋጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ 10 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
6 እቲ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 06/12/2011 ክሳብ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡00 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን
7 ፕሮፎርማ ዕለት 9/12/2011ቨሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡30 ይክፈት
8 ቤት ት/ትና ነዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ናይ ተምሃሮ ጠረዼዛ ጣዉልኡ ዝተነቐለ | ብጣዉላን ብረትን ዝተሰረሐ /dmr በዓል 18/ | ቁፅሪ | 240 |
2 | ናይ ተምሃሮ መቀመጢ ወንበር ጣዉልኡ ዝተነቀለ | ብጣዉላን ብረትን ዝተሰረሐ /comprasato በዓል 8/ | ቁፅሪ | 320 |
3 | ናይ ተምሃሮ ፀሊም ሴሌዳ | ጠንካራ | ቁፅሪ | 6 |
ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
Backs