ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 09:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 09:32 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/ Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል

3 መፍለዩ ቁፅሪ  ቲን ናምበር ከቕርብ ዝክእል

4 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 2/12/2011 ዓ.ም ክሳብ 06/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናየ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ከተቕርቡ ትኽእሉ

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ኦይል ፍልተር

90915-30002

ቁፅሪ

02

2

ፊዩል ፊልተር

23390-64480

ቁፅሪ

06

3

ናይ መኪና ቦልደን ባትሪ

70AM

ቁፅሪ

01

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 00 09 ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category