ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሰርትፊኬት ዲፕሎማ ከሕትም ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 04:00 Morning
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ናይ ኣቕሑት ዝርዝር

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ሰርትፊኬት ዲፕሎማ

ሳምፕል

ቁፅሪ

100

1 ሕጋዊ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

2 እዚ ፕሮፈርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

3 ዝተሓደሰ ናይ 2011 መቅረባይነት

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 29/ 11/2011 ዓም ክሳብ 02/ 12/2011 ዓም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/ 12/2011 ዓም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 2/ 12/2011 ዓም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498

Backs
Tender Category