ንሰራሕተኝኡ ዘድሊዩ ዓመታዊ ናይ ሰራሕ መከላኸሊ ጫማን ካልኦት ንስራሕ ዘገልግሉ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቀርቡ ንዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 17, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 06:00 Afternoon
  • Safety Equipments and Materials/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 5,000.00 (ሐሙሽተ ሽሕ ) ብር ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓለቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 ብትን ጨርቂ ዝምልከት መስፈርቲ ዋጋ ሓዊሶም ይምልኡ::

7 ጨረታ አበ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 15 /2/ 2008 - 1 /3/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

  • ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ወይም 091478607 ምርካበ ይካአል እዩ::

ዝርዝር ዝዕደጉ ኣቑሑት

Backs
Tender Category